ኣብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ገ/ምም/ር ትግራይ ናይ ኣርሚ 6O መካ/ድ ንሰራዊት ቀለብ ግልጋሎት ዝውዕል ባኒ መጠኑን ኣሰራርሕኡን ኣብ ዋጋ መቕረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቐመጠ ፅሬቱ ዝሓለመ ባኒ/ዳቦ/ መሰንከቲ ግልጋት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።