Closed
ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2019 በጀት ዓመት ንፊኖ ዝኸውን ፅርየቱ ዝሓለወ ደረቕ ናይ ወፃኢ ጥረ ስርናይን ዓተር ክክዕን (ብቢሮ ዝቐርብ ሳምፕል መሰረት) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 24, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ400.00
ዝወፀሉ መዓልቲ