ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሸራሮ ካብ UIDP በጀት ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ዴስክቶፕ ኮምፒተር ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪን : ላፕቶፓትን: ፕሪንተራትን ኢሉዉን ፎቶ ኮፒ ማሽን : እስተሺነሪ : ፕሪንተር ቀለምን : ወረቀት ኮምፒተርን ካልኦት ዝተፈላለዩ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 15, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 15, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ