ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ዲቫይደር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 6, 2016 4:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 4, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
Fixed Asset | |||||||
No | Part Number | Description | Unit | Qty | U/price | Total Price | መብርሂ |
01 | ዲቫይደር | ቁፅሪ | 03 | ||||
1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ምምሕዳርን ንብረትን
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 6/7/2016 ዓም ሰዓት 10:00 ድሕሪ ሰዓት
3 ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምካኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተዉሃቦ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓለቲ ከቅርብ ግዴታ አላዎ :: ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ከቅርብ ዘይከኣለ ተወዳዳሪ ካበዚ ትካል ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ከምኣድላይነቱ ይእገድ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344416727