ኣብ ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዕድጋ ዓርቢ ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ትቦ ማይን መገጣጠሚኡን : መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ፅሬት :ኣቅሑት ቢሮ ኦፊስ ፈርኒቸር : ኤሌክትሮኒክስ : ሞተር ሳይክል : መለዋወጢ ኣቅሑት ስዊች ቦርድ : መትሓዚ ካዝና ገንዘብን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 25, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 26, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s