ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት አብ 2016 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዱ ዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ሰለሰት ኣናእሸተይ መሳርሒታት : ሎት ኣርባዕተ ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ሓሙሽተ ጎማን ካላማደሪያን መኪናን ሞተርሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ኣክሱም ንቤት ፅሕፈቱ ኣገግሎት ዝዉዕሉ ቴክኒክ መገጣጠሚ መሳርሒ ህንፃ ፡ፓምፕን ፡ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑት ፡ ናይ መኪና ጎማን ስፔርን ፡ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ናይ ሳይክል ስፔርን ፡ ናይ ኤሌክትሮክስ አቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 24, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 24, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ዛላምበሳ ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ፡ፋፂን ኣብያተ ፅሕፈታት ዘፈራትን ን2016 በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ተጫረቲ ኣቅሑት ቢሮን: መሳርሒታት ፅሕፈትን : ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ