ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንቤት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን: ሞተርሳይክልን ከምእዉን ካብ ባንኪ ዓለም ሐገዝ ማለት UIDP በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘረዘሩ መዐቀኒታት እተማልኡ ሕጋዊ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 6, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 6, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መኾኒ ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤትፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፥ ኤሌክትሮኒክስ፥ ሞተር ሳይክል ናይ ሞተር ሳይክል ጎማ፥ ፅሬት ኣቑሑን፥ ተኸሊታት ዝኸዉን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለና ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም፣፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 30, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 30, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመኮኒ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ናይ መኪና ስፔር ን ሙዚቃ ፅገናን ምልክታ ፕሮፎርማ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 18, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 18, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኤጀንስ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 29, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 29, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ