ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንሰ ኣደዳይ ንቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስን (ኮምፒተር፣ፕሪንተር ካልኦትን)፣ ህንፃ መሳርሒ(ጀነሬተር)፣ ስፖርት ኣቁሑ(ሳይክል)፣ ናይ ቢሮ ኣቑሑት(ፈርኒቸር)፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ካብ ቆዋሚን ሃላቒን ወፃኢ ዝኾኑ ኣቑሑትን ኣብ በጀት ዓመት 2024/2025 ኣፈ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 12, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 12, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ዝተፈላለየ አዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ፕሪንተር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 25, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 25, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2 %
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ እንትጮ ኣብ ናይ 2017 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝር ዝዕደጉ ንብረታት ናይ ፕላምፒንግ /ባንባ ኣቁሑን/፣እሌክትሪኒክስ ኣቁሑን ፅሕፈት መሳርሕን ኢለትርክ ኣቁሑን ኮይኖም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 28, 2017 6:05 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 28, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ስካነር ማሽን ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 13, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 13, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
s