Closed
ትካልና ደጀና ኬሚካል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ዝተፈላለያ ዓቕምን ዓቐን (Specification) ዘለወን 13 ላፕ ቶፕ፣ 4 ዴስክ ቶፕን 1 ፕሪንተርን ክዕድግ ስለዝደለ ብቕዓት ዘለኩም መቕረብትን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተጫረቱ ንክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 22, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 22, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ