ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎ ናይ ማይ ብረትን ፡ ፕላስቲክን፡ መገጣጠሚታትን ናይ ማይቆፀርቲ ኣቅሑት ቴክኒክን፡ ኣቅሑት ቴክኒክ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ኣቀሑት ፅሬትን ፡ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 11, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 11, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑት : ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑት ፅገና ኢድ ሞያ : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ና መኪና ገራጅ ኢድ ሞያ : ሕትመት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ከስርሕን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 13, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 13, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ቻርጀር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 2, 2017 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 2, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ