Closed
ቤት መዘጋጃ ዓዲ ዳዕሮ ኣብ 2017 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀወምቲ ናይ ኤሌክትሮነስ ኣቅሑት: መሳርሒ ፅሕፈት: ናይ RTR ሞተርን ማዉንቲን ሳይክልን : ቶታል ስቴሽን ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 12, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንናይ ቶታል ስቴሽን ምስ ኣክሰሰሪኡ 30000 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሮኒስ መሳርሒ 25000 ቅርሺ : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ : ናይ ማዉንቴን ሳይክል 5000 ቅርሺ : ናይ RTR ሞተርን 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ