Closed
ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ፒስ ሳፖርት ፋሲሊቲ ማለት እዉን ፒሴኤፍ ግልፂ ጨረታ ብምዉፃእ ሎት ሐደ ናይ ኤሌክተሮኒክስ ኣቅሑት ንምግዛእ : ሎት ክልተ ናይ ጋራጅ ፅገና ምክያድ ብዝብል ብግልፂ ጨረታ ብዉፃእ ንተጫረቲ አወዳዲሩ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 4, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋሎት ሐደን ብር 20000 : ንሎት ክልተ 10000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ