ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ንመራብሒ ፈተናታት ዘገልግል SF5030 ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 8, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 8, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ልምዓት እቶት ኦፍላ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ፕሮግራም ስራዓተ ምግቢ ወይድማ ፉድ ሲሰተም ሪዛይላንስ ፕሮግራም ኤስአሰስፐኣለኢ ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት ክልተ ናይ እንስሳት መድሓኒት መገልገሊ ኣቅሑት በቢሎቱ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ብፕሮግራም ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ኤፈኤስኣርፒ ብዝተረከበ በጀት ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 25, 2017 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 26, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታኦፍላ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ዝተፈላለዩ ኮምፕዩተራትን ተዛመድቲ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 26, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 26, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s