ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ብናይ ዋን ዋሽ ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ኣብ ጣብያ ፈ/ወይኒ ማእከል ጣብያ ስላፕ ንምስራሕ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኢ/ማተርያልን ዉፅኢት ማዕድን ብፕሮፎርማ (SHOPPING) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 23, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 23, 2017 5:30 ቅ/ሰዓት
ቦታAtsbi
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኢ/ማቴሪያል 5000 ፡ ንውፅኢት ማዕድን 3000
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አለማጣ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት :ኤሌከትሮኒክስ :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 2, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 2, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት :ኤሌከትሮኒክስ: ኣቅሑት ፈርኒቸር : ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑት 7000 ቅርሺ :ኣቅሑት ፅሬት 1000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ