ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ካብ በጀት ዓምት 2017 ዓም ንኣብያት ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግ ይድሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 9, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 9, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ይፈላለዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረድኡ ንዝረከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ን2017 ዓም ኣቀሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ኣናእሸተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፡ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት ፡ኤሌክትሮኒከስ ፡ መድሓኒት እንስሳን ናዉቲ መሳርሒን ፡ናይ ሞተር ሳይክል ጉልበት ፅገናን ፡ ሕተመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 12, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 12, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ሞተር ሳይክል ጉልበት ፅገና ፡ ናይ እንስሳት መድሓኒትን ናዉቲ መሳርሒ ፡ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬትን 300 ሕትመትን 3000 ቅርሺ ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኣናሽተይ ናይ ቢሮ ኣቀሑትን ኤሌክትሮኒክስን 6000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 6, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመሳርሒ ፅሕፈት ብጥረ ገንዘብ 16000 ቅርሺ ፡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 16000 ቅርሺ ፡ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል 5000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2017 ዓም ፅሕፈት መሳርሒ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ፅሬት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 4, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኤሌክትሮኒክስን ንፅሕፈት መሳርሒን 3000 : ንፅሬት መሳርሒ 500
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s