ተዓፅዩ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ን2010 በጀት ዓመት ንምምሃረ ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀወምቲን ሃለቅንት ንበረታት መሳርሒ ፅሕፈት : መድሃኒት እንስሳ : ናዉቲ ሕክምና እንስሳሰ: ፀረ በልዕ :ኤሌክትሪኒክስ :ናዉቲ ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ : ናዉቲ ስፖርት: ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 17, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 17, 2010 3:10 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ (Electronics materials )ብጨረታ አወዳዲሩ ንምግዛእ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 11, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም ዋንነቱ ናይ ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ዝኮነ ብናይ ስደተኛታት ተፅዕኖ ምንካይ ልማዓት ፕሮጀከት ብዝተሓዘ በጀት ኣብቲ ወረዳና ኣብ ዝርከባ ጣብያታት ዕደጋ ሕበርት: ስምረት: ሰላም: ሕፃፅ :ማይ በርበረን 9 ናይ ሓባር ዒላ ኤሌክትሪኒክስ ኣቅሑት ኣብያት ፅሕፈተ ማለት እዉን ፈርኒቸር ፖርፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 4, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 4, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን መቀለ ን 2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዮ አቁሑት ክእዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 7, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 7, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ