ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት :ጎማ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን: ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት : ንጀሬተርን ናይ ተሽከርከርቲ ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 2, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።