ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ንብረታት ን 2010 ዓም ንኣጠቃላሊ ነቲ ዓመት ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን : ፅሕፈት መሳርሒ :ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ፈርኒቸር : ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል ምርምር ሓመድ ሽረ ናይ ላብራቶሪ አቁሑትን ኬሚካልን ኤለክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 6, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሴ ልምዓት ዳኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ኮምፒተር ላፕቶፕ ብግለፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ኣብ 2010 ዓም ሎት ሓደ ቀወምቲ አቁሑት ቢሮ ሎት ክልተ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ንአብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለየ ናዉቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሳሓርቲ ሳምረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ከብ ናይ መደበኛ በጀቱ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንናይ ወረድኡ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፀገዴ ተወሳኺ ኣንብብ
ንሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ አገልግሎት ዝዉዕል መራብሒ ወረቐት ሜሽን model cv 3030 ብዝሒ ሓደ ብመልክዕ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2010 3:40 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ስፔርን ኤለክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ሎት 1 ኮምፒተርን ተዛመድትን ሎት 2 ቪድዮ ካሜራ ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት :ጎማ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን: ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት : ንጀሬተርን ናይ ተሽከርከርቲ ቅብኣትን ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 10, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ