ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ካብ ባንኪ ዓለም ሓገዝ ዝተረከበ በጀት ነታ ከተማ ዝዉዕል ናይ ደገ መብራህቲ ፓሎ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዉቅሮ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።