ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መቐለ ከተማ መንገዲ ስራሕቲ ፕሮጀክት ኣብ ከተማ መቀለ ንዘስርሖ ዘሎ ኣስፋልት መንገዲ ስራሕ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ማለት እዉን 1 vibrator machine robine made in japan 1st grade በዝሒ 30 2 Vibrator hose EXEN 1st grade በዝሒ 14 3 ናይ ፌራዩ ሽቦ በዓል 1.5 ሚሜ በዝሒ 6000 ኪ.ግ 4 ናይ ሃናፂ ሽቦ በዓል 2.5 ሚሜ በዝሒ 6000 ኪግ 5 ሚስማር በዓል 6ሳሜ በዝሒ 4000 ኪግ 6 ሚስማር በዓል 8ሳሜ በዝሒ 2000 ኪግ 7 ሚስማር በዓል 10ሳሜ 5000 ኪግ 8 ሚሰማር በዓል 10 ሳሜ በዘሒ 5000ኪግ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ረቃሕታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣጎልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ዝተቃፀሉ ትራንስፎርመራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግን ስለዝደሊ ሕጋዊ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 13, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
መባእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝውዕል ፣ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ናይ ማይ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት፣ ናይ ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሃገረ ሰላም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ዓዲ ሃገራይ ኣብ 2012ዓ/ም ዝሓዞ በጀት 2ይ ዙር ብግልፂ ጨረታ ንቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ሃለቅትን ቀወምትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዝርገሐ ፓዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ርን ወረዳ ጣንቃ ኣበርገለ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንናይ ወረዳና ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 2, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ጣንቓ ኣበርገ ተወሳኺ ኣንብብ
ወርልድ ቪዥን ኢ/ያ ቤት ፅሕፈት ክልል ሰሜን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑትን ኣጎልግሎትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ምግዛእን ይደሊ ዝርዝር ክግዝኡ ዝድለዩ ኣቅሑትን አጎልግሎታትን 1 ዝተመሓየሹ ዓሌት ደርሁ ናይ 3ተ ወርሕን ካብኡ ንላዕልን ዕድመ ዝኮና 2 እንቓቕሖ ዘዉድቃ ዝተመሓየሻ ዓሌት ደርሁ 3 3ተ ወርሒ ደርሁ 4 ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክከትሮኒክስ 5 ኣይዙሱ ክራይ መኪና 6 ዘርኢ ዝተፈላለዩ ኣሕምልቲ 7 ዝተፈላለዩ ዓይነት ፈልሲ 8 ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም ቡሎኬታት 9 ናይ መኪና ጎማ ቪርጅስቶን 10 ዝተፈላለዩ ናይ ተምሃሮ መፃሕፍቲ 11 ዝተፈላለዩ ቡሎኬት መምረቲ ማሽናት ክትሳተፉ እትደልዩ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ንማይ ስራሕቲ ዘገልግሉ ናዉቲ ናይ ሞተር ሳይክላት መቃያየርን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣዝሚ ስቲል ስትራክቸር ኢንጅነሪንግ ሃላ/የተ/የግ/ኩባንያ በ ሸራሮ ከተማ ለሚገነባዉ የጉና መጋዘን የተከላ ስራ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ማሰራት ይፈልጋልዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ወረዳ ሓዉዜን ቤት ፍርዲ ን2012በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሞተር ሳይክል ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 15, 2012 6:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሓዉዜን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ካብ ባንኪ ዓለም ሓገዝ ዝተረከበ በጀት ነታ ከተማ ዝዉዕል ናይ ደገ መብራህቲ ፓሎ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ