ተዓፅዩ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ነቲ ትካል ዘገልግሉ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ደንቢ ከዳን : መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት አሌክትሮኒክስ : ጀነሪተር : ቀወምቲ ንብረት ማለት እዉን ኣቅሑት ቢሮ ፈርኒቸር : ተሽከርከርቲ ሳይክላትን ደቀቅቲ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንነጋዶ ህንፃ መሳርሒ/ስሚንቶ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 14, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን2023-10-24 16:00
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ