ተዓፅዩ

ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ሰለክለካ ን 2012 ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኣቅሑት ፅሬት: እምኒ ፣ ሓመድ ፣ጡብ፣ባህር ዛፍ ፣ ኣቅሑት ኣይቲ፣ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ናዉቲ ኣዉቶ ፣ መሳርሒ ሞተር ሳይክልን ብሽክሌታን :ካልኦት ናዉቲ ትምህርቲ ን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 28, 2012 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 28, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን የጭላ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ናይ ኮንስትራክሽን መሳርሕታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 26, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ፀፀር ኣወዲሩ ክገዝእ የደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 10, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 10, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ