ማሕበና ንህንፀት ዕደጋ ማእከል ዝኮን ፅርየቶም ዝሐለወ ናይ ኮንስተራክሽን ማተርያል ማለት 02 ፀፀር አወዳደሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 22, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 22, 2016 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክንክ መቀለ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ መንግስቲ ብዝተፈቀደሉ በጀት ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት ክልተ መሳርሒ ህንፃ ሰለስተ አቅሑት ኤሌክትሪክ 4 ኤሌክትሮኒክስ ሓሙሽተ መለዋወጢ አቅሑት መኪና ማለት እዉን ስፔር ፓርት ሽድሽተ መሳርሒ ፅሬት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 21, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 21, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ይፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኩባንያና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ትሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዓይነት ንብረት ብቅሉዕ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእስለዝደሊ ነዚ ንምቅራብ ፍቃድ ዘለኩምን እቲ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምሉ ዕለት ኣትሓሒዙ ኣብ 20 መዓልቲ ዉሽጢ ክተረክቡ እትክእሉ ነጋዶ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርረ ረቆሒ መሰረት ብምግባር ኣብ ጨረታ ንክሳተፉ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 5, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 5, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s