ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ንምምሃር ምስትምሃርን ንካልኦት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ወይ እዉን ማኒፋክቸሪንግ ኮንስትራካሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ : ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ: መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት አዉቶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንሆቴል ኣብርሃ ካስትል ፅገና ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ሰራሚክ ኣቅሑትን ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ን2016 ዓም ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኤሌክትሮኒክስ : ኮንስትራክሽን ወይ እዉን ህንፃ ሓፂን መፂን : ናዉቲ ኦዉቶ ሞቲቭ ወይ እዉን ናዉቲ ተሽከርከርቲ ኢሉዉን ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 10, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቀ/ወያነ ንዝርከብ City Mall ፕሮጀክት መሳርሒ ዝዉዕል ኦፒሲ ስሚንቶ አጫሪቱ ንምግዛእ ስልዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 23, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንኣብያተ ዕዩ እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፋለላዩ መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ :ሑፃ ወይ እዉን ሐሸዋ ጃይህያን ስሚንቶን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 30, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ላዕላይ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ ፍረወይኒ ንግልጋሎት ዝርግሐ ማይ ዘገልግሉ ትቦታትን መገጣጠሚኦምን ከምኡ እውን ናይፅሕፈት መሳርሕታትን ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይድሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፍረወይኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ሓዱሽ ንዘስርሖ ዘሎ ሰርቪስ ገዛ ዘድልዩ ናይ ፊኒሽንግ ማተርያላት ሞራለ ፋሻ ቦርድ : ጉራንዳየ : ቆርቆሮ : ፕላስቲክ ኮርኒስ : ናይ ማዕፆ ብረት LTZ : ሴራሚክ ናይ ዓዲ ዉሽጢ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ሕርሻ ገጠር ልምዓት ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን :ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑትን ብግዝኢት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ