ዓዲ-ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2016ዓ/ምብውሽጢ ኣተዊ ዝተመደበ በጀት ዝዕደጉ ናውቲ ኮንስትራክሽን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ዝግዝኡ ንብረታት ከምዝስዕብ ቐሪቡ ኣሎ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 21, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: -
bidding: search status closed
ምምልክታ ፕሮፎርማ
ዓዲ-ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2016ዓ/ምብውሽጢ ኣተዊ ዝተመደበ በጀት ዝዕደጉ ናውቲ ኮንስትራክሽን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝርዝር ዝግዝኡ ንብረታት ከምዝስዕብ ቐሪቡ ኣሎ::
ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዘለዎም ረቋሒታት ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ
➢ ናይ 2015 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈለ
➢ በቲ መምርሒ መሰረት 2% ቲኦቲ ዝኸፍል
➢ እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/05/2016 ክሳብ ዕለት 27/05/2016ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ተለጢፉ ኣብ ኣየር ይፀንሕ፡፡
➢ እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ እዋን ዕለት 27/05/2016ዓ/ም ሰዓት 10:00 ይከውን::
➢ እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ እዋን ዕለት 28/05/2016ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ይከውን::
➢ ጨረታ ዘሸነፈ ንብረት ናብ ቤት ት/ቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣታዊ ዝግብር
➢ ፕሮፎርማ ዝሸነፈ ኣብ ውሽጢ 5 ናይ ስራሕ ማዓልቲ እቲ ንብረት ኣታዊ ዝገብር
➢ ነቲ ትካልና ኣዋፃኢ እንተዘይ ኮይኑን ነዞም ኣብላዕሊ ዘለው ረቋሕታት ዘየማለኧ እንተኾይኑ ይስረዝ። ንዝበለፀ ሓበሬታ በዚ ስልኪ ምድዋል ይካኣል 0914003742