ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ናይ ወርክሾፕ ማሽን መቅረብቲ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከል ቤት ህንፀት ሸረ ደጋፊ ከይዲ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብቲ ትካል ዝረከባ ከይዲ ስራሕቲ ነግልጋሎት መፈፀሚ ዝዉዕላ ሃለቅቲ ኣቅሑት ማለት መሳርሒ ህንፃ : ንብረታት ፅገና ማሽነሪ : ናዉቲ ትምህርቲ : ሃለቅቲ ናይ ወርክሾፕ ማሽነሪታት ብመደበኛ ዕድጊት ንምግዛእ ብግለፂ ጨረታ አዉፂኡ አሎ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 17, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 17, 2017 4:35 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋፅሕፈት መሳርሒ ሎት ሐደ 2000 ቅርሺ : ንብረታት ፅገና ማሽነሪ ሎት ሰለሰተ 3000 ቅርሺ : ንሃለቀቲ ናይ ህንፃ መሳርሒ ሎት ኣርባዕተ 18000 ናይ ወርክሾፕ ማሽነሪታት ሎት ሓሙሽተ 15000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ሕርሻ ኮሌጅ ሽረ እንዳስላሴ መሳርሒ ፅሕፈት : ንመሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ፅሬት : መድሓኒት እንስሳ : ዘረእቲ ሕርሻን: ንደንቢ ክዳን: ማሸነሪታትን : ንኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 14, 2017 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 14, 2017 2:40 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንመሳርሒ ህንፃ : ንኤሌክትሮኒክስ : ንማሸነሪታት : ንደንቢ ክዳን: ንኣቅሑት ፅሬትን : ንመሳርሒ ፅሕፈትን 10000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል ዝተረፉ ንብረታትድማ 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s