Closed
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ቀወምትን ሃለቅትን ንብረት ማለት እዉን መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ : መሳርሒ ፅሕፈት አወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 18, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 18, 2017 9:05 ቅ/ሰዓት
ቦታዓ/ዓዲ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋመክበሪ መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ 6000 : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 16000 : መሳርሒ ፅሕፈት 3500
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ