ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባኣላጀ ንኣጎልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ወረዱኡ ዘገልግሉ ናይ ኮምፒተርን ተዛምድቲ ኣቁሕትን ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣቁሑት ቢሮ ናይ ስፖርት ዕጥቅታት መለዋወጢ ኣቁሑት መካይንን ናይ መኪና ጋራዥ ኢድ ሞያ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ እቲ ጨረታ 3/12/2011ዓ/ም ክሳብ 20/12/2011ዓ/ም ዘይምለስ 50.00 /ሓምሳ ቅርሺ/ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ከይዲ ስራሕ ንብረትን ዕደጋን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክጫረቱ ብክብሪ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 20, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 20, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ዘርፉ ዝተፋላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ አቁሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝምልክተኩም ኣካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 29, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2012 ሓለዋ ወርዲያ፣ ውፅኢት ባልትና፣ ናይ ክርስትያን ከፍቲ ስጋ፣ እንጀራ ሽንጉርቲ፣ እንቃቁሖን ኣዮዲን ጨው፣ ቀጠፍ፣ ደረቅ ዕንፀይቲ፣ ቦቲ ማይ፣ ናውቲ ፅሬት ኣቅሑ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ሕትመት ኮምፒዩተር ፅገና ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒ ፅገና ተሽከርከርቲ /ግልጋሎት ጋራዥ/ ኣብ መቐለ ዙርያ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ዓብይን ንእሽተይን ኣውቶብስ/ መኪና ክራይ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒት ሕ/ናውቲ ናይ ላብራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝስዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ/ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 28, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 29, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

የትግራይ ብሔራዊ ክልላዊ መንግሥት የጤና ቢሮ የህትመት ሥራዎች እና የታብሌት ኮምፒዩተሮች ከህጋውያን ነጋዴች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 28, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 28, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበየሎቱ የተለያየ ነው
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣላማጣ ንምምሃርን ምስትምሃርን ኣገልግሎት ዝውዕሉ ኮምፒተራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 21, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s