ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመድትን ኣቅሑ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 15, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 15, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብታ ወረዳ ጣቢያ ኣዳመይቲ ቁሸት ሰላሞ ንዝኳዓት ዓሟቅ ጉድጎድ መስተ ማይ ከምእዉን ኣብ ጣብያ ዓዲ ኣዉዓላ ንዝስራሕ ማይ ንምጉላባት ስራሕቲ ንደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ፣ ኣብ ወረደኡ ዝርከባ ማእከለዎት ተሽከርከርቲ መካይን ፅገና፣ ኮምፒተርን መለዋወጢ ኣቅሑ ኮምፒታርን ፣ ናይ ደረቕ ፅዕነት መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 18, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s