Closed
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ንብረታት ማለት ፣ ላፕቶፕ በዝሒ 5ተ ፣ ቴፕ ሪከርደር በዝሒ 30፣ ቴሊቪዥን 43 ኢንች ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ በዝሒ 3ተ ፣ ዲስክቶፕ ኮምፒተር በዝሒ 10 ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 14, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ