ተዓፅዩ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን 2012በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ናዉቲ ኮምፒተርን ፣ ፈርኒቸር / ናዉቲ ቤት ዕዮ ፣ ኣቅሑት መለዋወጥን ጎማን መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 26, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

መሓሪ ፀጋይ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣፅቢ ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ዕንፀይቲ መሳርሒ /ጣዉላ መሳርሒ/ ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 22, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 22, 2012 2:02 ቅ/ሰዓት
ቦታAtsbi
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት በግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ብዓይነታት ዘፈር ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመደትን ኣቅሑትን ፣ ኣቅሑት ፈርኒቸር ፣ ናይ ኣዉቶ / መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት/ ካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን ነጋዶ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 23, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ