ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪ ፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ስለዝደልይ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ናይ 2012ዓ/ም መቕረባይነት ዘሐደሰ
2 ቲን ናምበር ዘለዎም
3 ፕሮፎርማ ዝፅፀወሉ ዕለት 18/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 12 09