ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ መኪና ስፔር ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣክሰሰሪ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 22, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2012 6:02 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ 2011ዓ/ም በበዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ ኮይኑ ኮፒ ገሩ ዘቅርብ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ
3 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 17/03/2012ዓ/ም ክሳብ 19/03/2012
4 እቲ ጨረታ ዕለት 22/03/2012ሰዓት 4፡00 ይክፈት
5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 73 02 11