ተዓፅዩ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ንብረታት ማለት ፣ ዴስክ ቶፕ ኮምፒዩተር በዝሒ 6 ፣ ግራፊክ ንሚድያ ዎርክ ሾፕ ስቴሽን ዝኾና ኮምፒዩተራት በዝሒ 10፣ ሄድ ፎን ሶኒ ዳይናሚክ 9400 MRR- 7506 በዝሒ 30 ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ንኸተጫረቱ ብኽብሪ ይዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 22, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ነቲ ኤጀንሲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑት ቢሮ/ ፈርኒቸር/፣ መለዋወጢ ኣቑሑት መኪና፣ ኮምፒዩተር ላፕቶፕን መለዋወጢ ተዛመዲ ኣቅሑትን ወይ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሓፂን መፂን ስራሕቲ ፅገናን ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኣገልግሎት ክረክብን ክዕድግን ስለዝደለየ በቲ ዘፈር ዝተዋፈርኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 22, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ