ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ካብ ዝተመደበሉ ገበርቲ ሰናይ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሐለዋ ጥዕና ወረዳ ቆላ ተምቤን ዝገልግል ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታቆላ ተምቤን
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ