Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንክፍለ ከተማና ንMYC ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ስፖርት ማተሪያል : ብኣርተፊሻል ሰዓሪ ኩዕሶ ሜዳ ምንፃፍ : ኤሌክትሮኒክስን ካልኦት ማተሪያል ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋሎት ሐደ ስፖርት ማተሪያል 30000 ብር : ንሎት ክልተ ኤሌክትሮኒክስ 20000 ብር : አርተፊሻል ሰዓሪ ምንፃፍ 30000 ብር
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ