ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሰክተራት/ኣብያት ዕዮ ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክሰ መሳርሒ ኣቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2018 4:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 15, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንሰክተራት/ኣብያት ዕዮ ክ/ከ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክሰ መሳርሒ ኣቁሑ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይን ፈሳሲ ከተማ ዓዲዳዕሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ መሳለጢ ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2018 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2018 3:00 ቅ/ሰዓትቦታዓዲ ዳዕሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ8,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ250.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሰነ 13, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይን ፈሳሲ ከተማ ዓዲዳዕሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ መሳለጢ ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ኣክሱም ፅሬት ኣቅሑት: ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታኣክሱምናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋፅሬት ኣቅሑት 1000 ቅርሺ: ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 7000 ቅርሺ : ናይ መኪና መለዋወጢ ስፔር ፓርት 5000 ቅርሺናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 12, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ኣክሱም ፅሬት ኣቅሑት: ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንከረምታዊ መደባት እቶት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ገዛ ናዉቲ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ንቤት መዘጋጃን ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋይ ኤሌክትሮኒክስ ናዉቲ 25000 : ንፅሕፈት መሳርሒ 20000 ቅርሺ : ንናይ ገዛ ናዉቲ 15000 ቅርሺ : ንናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 25000 ቅርሺ : ንናይ ሕትመት ናዉቲ 15000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ3,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 12, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንከረምታዊ መደባት እቶት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ገዛ ናዉቲ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ናይ ሕትመት ሰራሕቲ ንቤት መዘጋጃን ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬትን ካደስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኮሌጅና መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቕሑት /ላፕቶፕ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 16, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 11, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሌጅና መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ኤሌክትሮኒከስ ኣቕሑት /ላፕቶፕ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት እቶት ክፍለ-ከተማ ዓይደር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቕሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለናዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 19, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 20, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 10, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት እቶት ክፍለ-ከተማ ዓይደር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቕሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ Electronics and Construction Materia (ኣቑሑ) ብፕሮፎርማ ስለዝደለየ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየትዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 12, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 9, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ Electronics and Construction Materia (ኣቑሑ) ብፕሮፎርማ ስለዝደለየ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየት
ግልፂ ጨረታClosed ቢሮ ፍትሒ ክልል ትገራይ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቢሮን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስን ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 18, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 19, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሰነ 6, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፍትሒ ክልል ትገራይ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቢሮን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስን ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ እንዳስላሴ ሸረ ንዝተፈላለያ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ንዘፈር መንግስታዊ አገልግሎት ከይዲ ስራሕ ምልማዕ ንግዲ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት ኤሌትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ፅሕፈት መሳርሒ 10000 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 5000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 4, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ እንዳስላሴ ሸረ ንዝተፈላለያ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ንዘፈር መንግስታዊ አገልግሎት ከይዲ ስራሕ ምልማዕ ንግዲ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት ኤሌትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ንራብዓይ ግዜ ዝወፀ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ ካልም በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ንምዕዳግ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 16, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ110,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 4, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንራብዓይ ግዜ ዝወፀ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ ካልም በጀት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ንምዕዳግ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ