ን2ይ ምልክታ ጨረታ ግዝኢት
ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ፕሪንተር(HP Laser Jet P402/P403) ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኸትወዳደሩ ይዕድም ።
መምርሒ ተጫረትቲ
1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ቲን ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ
2. ተጫረትቲ ብስፐሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም ብናይ ባዕልኹም መምሊኢ ዋጋ መሊእኹም ክሳብ ዕለት 26/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ክትገብሩ እትኽእሉ
3. ጨረታ ዕለት 26/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኸፈት።
| ተ.ቁ | ዝርዝር | መዐቀኒ | በዝሒ | ስፐሲፊኬሽን | ነፀላ ዋጋ | ሓፈሻዊ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ፕሪንተር(HP Laser Jer P402/P403 | ቑፅሪ | 01 | HP Laser Jet P402/P403 |