https://tenders.milkta.com/ti/display/20407

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ፕሪንተር(HP Laser Jet P402/P403) ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 23, 2018 (24 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 26, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ን2ይ ምልክታ ጨረታ ግዝኢት

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ፕሪንተር(HP Laser Jet P402/P403) ብፕሮፎርማ ስርዓት ዕደጋ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኸትወዳደሩ ይዕድም ።

መምርሒ ተጫረትቲ

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ቲን ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትኽእሉ

2. ተጫረትቲ ብስፐሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኹም ብናይ ባዕልኹም መምሊኢ ዋጋ መሊእኹም ክሳብ ዕለት 26/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ናብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣታዊ ክትገብሩ እትኽእሉ

3. ጨረታ ዕለት 26/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ንጉሆ ይኸፈት።

ተ.ቁዝርዝርመዐቀኒበዝሒስፐሲፊኬሽንነፀላ ዋጋሓፈሻዊ ዋጋ
1ፕሪንተር(HP Laser Jer P402/P403ቑፅሪ01HP Laser Jet P402/P403