Closed
ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዝተፈላላዩ ኣቅሑት ምድብ 1 / Lot 1/ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ሕትመት ኣለቅቲ ቀወምቲ ኣቁሑት ኤሌክሮኒክስ ኣቅሑትን መለዋወጢ ፅሬትን ብብርኪ ክልል ትግራት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 24, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 24, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢሎቱ ይፈላላ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ