ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዘለዎ ናይ ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ዝወፀ ግልፂ ጭረታ ናይ መገጣጠሚ፣ ትቦታት ፕሪንተር ኮምፒተር፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፣ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት፣ ናይ መኪና ጎማ ግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ብቢ ሎቱ ይፈላላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንብቢ ሎቱ ይፈላላ
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላ
ናይ ደኩመንት ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቅሮ አብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዘለዎ ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈተ ዝዉዕል ናይ መገጣጠሚ ትቦታታት: ፕሪንተር : ኮምፒተር : ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ጎማ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዉቅሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ መገጣጠሚ ትቦታታት ኣቅሑት 20000 : ፕሪንተር : ኮምፒተር ኣቅሑት 15000: ንመሳርሒ ፅሕፈት 10000: ኣቅሐት ኤሌክትሪክ 10000: ንኣቅሑት ፅሬት 5000 : ናይ መኪና ጎማ 20000
ናይ ደኩመንት ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስን እስተሸነሪን ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 8, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ እንትጮ ኣብ ናይ 2018 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝር ዝዕደጉ ንብረታት ናይ ፕላምፒንግ ባንባ ኣቁሑን/እሌክትሪኒክስ ኣቁሑ፡ፅሕፈት መሳርሒ ሞተር ሳይክል ኮይኖም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 13, 2018 6:05 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 13, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ