ተዓፅዩ

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ መለዋወጢ አቁሑ ማይን ፣መለዋወጢ ኤሌክትሪክን ፣ መለዋወጢ ኣቁሑ መካይን ፣ ኮምፒተር ፣ላፕቶፕ ፣ፕሪንተር፣ ኤል ሲዲ ፕሮጀክተር ፣ ፈርኒቸር ፣ ኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 11, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተር ፣ ካሜራ ኣቅሑ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 18, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 18, 2012 8:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማይኒ ሸራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ዕቀባ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንሰራሕተኛታቱ ንበጀት ዓመት 2012 ዓም አገልግሎት መኪና ስፔር ፓርት፣ ኤሌክትሪክ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፈርኒቸር፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 28, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ