ተዓፅዩ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገበረ ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብሎት ሓደ ፡ ኮምፒተር ምስ ሙሉእ መለዋወጢ ናዉቲ ብሎት 2 መቒሉ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 24, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 24, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታዕዳጋ ሓሙስ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ