Closed
ሳምረ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንፈተና መባዝሒ ዝከዉን DX 2430 canon ዝዓይነቱ ፎቶ ኮፒ ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 24, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 24, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታሳሓርቲ ሳምረ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።