ተዓፅዩ
ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትንመሳርሕታትን ክንገዝእ ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 20, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 22, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።