ተዓፅዩ

ቤት ፍርዲ ወረዳ እምባ አላጀ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ነቲ ወረዳ አጎልግሎት ዝዉዕሉ ዲስክቶፕ ኮምፒተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ 10/06/2012ዓ/ም ክሳብ 25/06/2012ዓ/ም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፍርዲ ፋይናንስ ወረዳ እምባ ኣለጃ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 25, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ናይ 2012ዓ/ም ን2ይ ፍርቂ ዓመት ንዝተፈለላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ ቢሮ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ልብስ፣ ፍቃድ ዘለኩም አብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 23, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ3,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤክስተርናልሃርድ ዲስክ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 3, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ