ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2018 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ማለት እዉን ኮንስትራክሽን ህንፃ ሳኒተርን : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት :ናይ ጨርቂ : ናይ ኣዉቶ ስፔር :ናይ መኪና መለዋወጢ : ኣቅሑት ፅሬት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ( Sanitation Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቑሑ: ጨርቃጨርቂ : ምግቢ ተንከፍ ኣቑሑ: ፅሕፈት መሳርሕን Dropin its ን ብግልፂ ጨረታ ወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA project ንመቐለ፣ ማይጨዉን ዓድግራትን ሴፍ ሃውስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡ - ናይ ዓበይቲ ምግቢ - ተግባር ስልጠና - ናይ ህፃናት ፐርሰናል አይተም - ናይ ፅሕፈት መሳርሒ - ስነ ልቦና - ናይ ህፃናት ምግቢ - ናይ ዓበይቲ ፐርሰናል አይተም - ናይ ዕሬት ኣቑሑ - ሪፍረሽመንት / Safty Oadit/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ዉዕሊ አሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየትዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ france EMBASY ብምትሕብባር ኣብ ነጋሽ ንዝርከብ site WGSS MAIERIAL ንብረት ከም PLASTICS MESH ፣ BROMM SHAMPOO ፣ ... ወዘተ ዝአመ ዉዕሊ አሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት ሕጋዎትዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣፅቢ እንዳስሰላሴ ነዚ ስዒቡ ዘሎ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ Atsbi ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ጉድኣት ኣካል ሓገዝቲ ናውቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሰለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: መጉልሂ ድምፂ : ምንፃፍ : ፅሬት ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ስለዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ስፒከር ፣ ምንፃፍ፣ ፅሬት ኣቁሑት ካብ ናይ ፕሮጀክት ዩኒስኮም ፕሮግራም ዩኒሴፍን በጀት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ _ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ