ተዓፅዩ
ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ክብ መደበኛ በጀት ሓበራዊ ኮምፕሌክስ ህንፃ ጠቕላላ ህንፃ ቤዝመንት ግራውንድ ናይቲ ህንፃ ግቢ ሙሉእ ናይቲ ህንፃ መእተዊ በሪን ዘጠቓለለ ናይ ፅሬት ግልጋሎት ብልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምስ ሰዓራይ ናይ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ