ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕድጋን ንብረትን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2018 ን 2019 ዓም በጀት ዓመት ዝከዉን ንከይዲ ስራሕቲ ሐምለዋይ ልምዓትን ፅባቀን ከተማ ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስርሑ ናይ ደረቅ ጎሓፍ ምልዓል ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ተጫረቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድ፣ ተወሳኺ እሴት ታክስ (VAT) ተመዝጋቢ፣ ናይ ግብሪ መለለይ ቑፅሪ (TIN)ን ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከቕርቡ ዝኽእሉ።
* ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 10/11/2018 ዓ.ም ክሳብ 24/11/2018 ዓ.ም ብ500 ብር ብምክፋል ምውሳድ ዝኸኣል ኮይኑ፣ ጨረታ ብ24/11/2018 ዓ.ም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ብሰዓት 9:30 ይኸፈት።
* ተጫረቲ ናይ ደረቕ ጎሓፍ ምልዓል ጨረታ መክበሪ 50 ብር ብጥረ ገንዘብ፣ ብCPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ኣለዎም።
* ተዓዋቲ ጨረታ ዝተሓተ ዋጋ ዘቕረበን ናይ ደረቕ ጎሓፍ መኻይንን ሓይሊ ሰብን ብኣግባቡ ዘቕርብን ክኸውን ኣለዎ (ንተወሳኺ ሓበሬታ፡ 0348419012 / 0914721573 / 0914161119)።

1 በቲ ዘፈር ናይዚ ዘመን ዝተሐደሰ ናይ 2018 ዓም ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ 2018 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ኮይኑ ናይ ወርሒ ጉንበት 2018 ዓም ሒሰብ ዘወራረደሉ መረዳእታን: ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ከምእዉን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት 2018 ዓም ከቅርብ ዝክእል

3 ካብ ትካልና ትልምን ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕድጋን ንብረትን ፋይናንስን ምምሕዳር ቀዳማይ ደብሪ ዕደጋ ክፈሊ ካብ ዕለት 10/11/2018 ዓም ክስብ 24/11/2018 ዓም ሰነድ ጨረታ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 እቲ ጨረታ 24/11/2018 ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ኣብ ዕለት 24/11/2018 ዓም ሰዓት 9:30 ይከፈት

5 ተጫረቲ ጨረታ መከበሪ ሎት ናይ ደረቅ ጎሓፍ ምልዓል 50 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ከትሕዙ አለዎም

6 አብ ዝተመልአ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንትሃልዩ ፊርማ ክዓርፎ አለዎ ፊርማ ዘይዓረፎ ስርዝ ድልዝ ነፀላ ዋጋ ዉድቂ ይከዉን

7 ተጫረቲ ሰዓሪቲ ዝኮኑ ሐፈሻዊ ድምር ዝተሐተተ ዋጋ ዘእተዉ እንትኮኑ ዝሰዓርዎ ናይ ደረቅ ጎሓፍ መካይን ሓይሊ ሰብን ብኣግባቡን ብቅልጥፉን ነቲ ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት ንተጠቀመቲ ግልጋሎት ዝህብ ክኮኑ አለዎም

8 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0348419012 0914721573 0914161119

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s