ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ክ/ከተማ ኩሓ እግሪ ሓሪባ ተገጣጣሚ ገንኢ ንምስራሕ silicone ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሰርሒ አቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 3, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈትና ክ/ከተማ ኩሓ እግሪ ሓሪባ ተገጣጣሚ ገንኢ ንምስራሕ silicone ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሰርሒ አቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበሉ በጀት ንናይ ወረዳና ኣብያተ ፅሕፈት ዘገልግል ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ናይ ማይ መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታቆላ ተምቤን ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወቆላ ተምቤን ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበሉ በጀት ንናይ ወረዳና ኣብያተ ፅሕፈት ዘገልግል ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ናይ ማይ መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበሉ በጀት ናይ ወረዳና ዘፈር ቁጠባ ዘገልግል ናይ 45 መዓልቲ ጫጩት :ቀለብ እንስሳት : ናይ ሕርሻ እታወታት : ሶላር ፓምፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 12, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታቆላ ተምቤን ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ45 መዓልቲ ጫጩት 20000 ብር :ቀለብ እንስሳት 120000 ብር : ናይ ሕርሻ እታወታት 20000 ብር : ሶላር ፓምፕን 120000 ብር ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት ጉንበት 30, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበሉ በጀት ናይ ወረዳና ዘፈር ቁጠባ ዘገልግል ናይ 45 መዓልቲ ጫጩት :ቀለብ እንስሳት : ናይ ሕርሻ እታወታት : ሶላር ፓምፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተሓፀበ እምኒ ፋሐም ካብ መቅረብቲ ንምዕዳግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ኣይተገለፀን ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይተገለፀንቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 27, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተሓፀበ እምኒ ፋሐም ካብ መቅረብቲ ንምዕዳግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ቀ/መ/ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ናይ መስመር ማያ ትቦታት፡ ናይ ትቦ መጋጣጠሚታት፡ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሕታት ኣቑሑ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑን ኤሌክትሮ መካኒካል ኣቑሑን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 2, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታራማናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 26, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቀ/መ/ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ናይ መስመር ማያ ትቦታት፡ ናይ ትቦ መጋጣጠሚታት፡ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሕታት ኣቑሑ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑን ኤሌክትሮ መካኒካል ኣቑሑን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ Poultry Feeder and G=32 corrugated galvanized iron ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 27, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 28, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጉንበት 25, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ Poultry Feeder and G=32 corrugated galvanized iron ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ንግድብ ገረብ ሰገን ናይ ፓምፕ ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል Grease Gun ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንኣይገልፅንቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጉንበት 25, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ንግድብ ገረብ ሰገን ናይ ፓምፕ ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል Grease Gun ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ Sanitary Items ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 25, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 26, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 24, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ Sanitary Items ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ብሎኬት(ንብረት)ክዕድግ ስለዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 20, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 20, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጉንበት 18, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ብሎኬት(ንብረት)ክዕድግ ስለዝደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንማይ መምረቲ ትካላት ኣብ 25 ወረዳታት ንስልጠና ዝውዕል ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 1, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 17, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ንማይ መምረቲ ትካላት ኣብ 25 ወረዳታት ንስልጠና ዝውዕል ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ